13 C
Mek'ele
Monday, October 26, 2020
Home Podcast ደብዳቤታት ፍረድሪክ ዳግለስ

ደብዳቤታት ፍረድሪክ ዳግለስ

ፍልፍል: Fredrick Douglas Letters | ትርጉም: ዶ/ር ሙሉጌታ ገብረህይወት (ጫልቱ) | መሰናድኦን ንባብን: ዶ/ር ሙሉጌታ ገብረህይወት (ጫልቱ)

ዛንታ ውግእ ጉንደትን ጉራዕን ብኻልእ መኣዝን ዘርኣየና ዶ/ር ሙሉጌታ ገብረህይወት- ሙሉጌታ ጫልቱ፣ ስለቲ ኣበርክቶኡ ኣመስጊና ከይወዳእና፣ ኢዱ ናብ ካልእ ባሕሪ ሰዲዱ አሎ። መቐረት ዘለዎ ዛንታ ድማ ሒዙ ተመሊሱና ኣሎ። Letters of the Nation ኣብ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ኣሜሪካውያን ግሁድ ጽልዋ ዘሕደረ መጽሓፍ እዩ። ኣብ ውሽጢ እዚ ንናይ 350 መዋእል ኣሜሪካ ኣብ ቃልዕ ኮለል ኣቢሉ ዝፍትሽን ዘመላኽትን ታሪኻዊ መጽሓፍ፣ ንኹነተ-ባርነት ዝጥምታ ምዕራፋት ኣለዋ። ነዚአን መሪጹ ብምኽንያት ናብ ትግርኛ ተርጒሙወን ኣሎ። ባዕሉ ብድምጹ ከዘንትወልና እዩ። ንሙሉጌታ፣ “ዓድቦኻን ዓድኖኻን ይትከልካ” ክንብሎ። ንዓኹም ድማ እንሆ!

17 COMMENTS

  1. Indeed, sucrifies for justice awards generation lifetime freedom! Thank you, Mulugeta for translating such learning story.

  2. አዚዩ አገዳሲ ዘሕዝን ታሪኽ። መንቂ ናይ ባርነትን ሳዕቤኑን ግን፡ አብቲ ባይብል ዝበሃል መጽሓፍ፡ ምናልባት ድማ፡ ጳውሎስ ከይከውን። ብርግጽ አብ መንፈስ እየሱስ
    ዶ ነይሩ ይኸውን? እዚ ጳውሎስ ዝበሃል?። ዘታሓታትት ኢዩ።

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here